ዋሽንግተን —
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ብዓማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ዝቐትል ቀረብ ዝተበከለ መግቢ ጠጠው ክብልን ካብ ብኽለት ዝፀረየ መግቢ ንምቅራብ ዝተዋደደ ስጉምቲ ክውሰድ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ፀዊዐን ።
እተን ትካላት ነዚ ዝበላ ነቲ ሎሚ ሰኑይ ዝክበር መዓልቲ ጥዑይ መግቢ ምኽንያት ብምግባር እዩ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕ/ሃ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዝተበከለ መግቢ 600 ሚልዮን ሰባት ከምዘሕምምን 420,000 ከምዝቐትልን ሓቢሩ