ጀነቫ —
ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣብ መንጎ ማሕበረሰባት ብዝተፈጥረ ጎንጺ ንዝተመዛበሉ ብኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ዝውዕል ናይ ህይወት አድሕን ሓገዝ ናይ 22.2 ሚልዮን ዶላር ናይ ገንዘብ ሓገዝ ተማሕጺኑ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ሰባት ንምሕጋዝ ናይ 22.2 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተማሕጺኑ