ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ሰልፈኛትት ንምብታን ዘንብዕ ጋዝ ምትኳሶም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ንሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሰራዊት’ታ ሃገር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘካይዱ ዝነበሩ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ንምብታን ዘንብዕ ጋዝ ምትኳሶምን ወታሃደራት ድማ ጠያይቲ ንሰማይ ብምትኳስ ጣልቃ ምእታዎም ናይ ዓይኒ መሰኻክር ይገልጹ።