ሓወልቲ ኣክሱም ቅልጡፍ ፅገና ተዘይተገይርሉ ክወድቕ ይኽእል እዩ ተባሂሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓወልቲ ኣክሱም ቅልጡፍ ፅገና ተዘይተገይርሉ ክወድቕ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ካብ ሓወልታት ኣክሱም እታ ሳልሳይቲ ዝነውሐት ሓወልቲ፤ ካብ ሮም ኢጣልያ ናብ ውሽጢ ዓዲ ኣትዩ ኣብ ዝትከለሉ እዋን ፀገም ኣጋጢምዎ እዩ።