ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 30 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ምምላሱ ሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ወሃቢ ቃል ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣዩብ ጋሲም ብሶሉስ ኣብ ዝዘግሕዎ መግለጺ 31 ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ኣውሮጳ ትጉዓዝ ዝነበረት ጀልባ ኣብ ከባቢ ገማግም ባሕሪ ከተማ ሳባርታ ከምተታሕዘት ሓቢሮም።