ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምህትን ርክብ ኣካይዶም

ብጀነራል ኣደም መሓመድ ዝተመርሐ ክልተ ዝኣባላቱ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት መራሕቲ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምህት)ሎሚ 28 ነሓሰ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን -ኣስመራ ርክብ ኣካይዶም።

ኣብዚ ናይ ፈላማይ መድረኽ ርክቦምደምህት ዕጥቃዊ ቃልሱ ኣቋሪጹ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብምእታው ኣካል ናይቲ ለውጢ ብምዃንሰላማዊን ፖለቲካዊን ቃልሱ ከካይድ ኣብ ስምምዕ በጽሖም።

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ርክብ

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያን ደምህትን ርክብ ኣካይዶም