አዲስ አበባ —
ወሃቢ ቃል ፓርቲ ብልጽግና ኣቶ አወሉ አብዲ እቲ ዘለና እምነት ኣብቲ ዝተዋህቦም ናይ ጊዜ ወሰን ወሲኖም ክመጹ’ዮም ዝብል’ዩ ክብሉ ኣፍሊጦም።
ህውሓት ብወገኑ ኣብ ቐዳመ ሰንበት ህዝባዊ ኮንፈረስ ከምዘካይድ ሓቢሩ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ህውሓት ናብ ብልጽግና ፓርቲ ንምጽንባር ክውስን’ዩ ዝብል እምነት’ዩ ዘላና ክብሉ ወሃቢ ቃል ናይቲ ፓርቲ ኣፍሊጦም