መቐለ —
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ጉባኤ ውድብ ብልፅግና ዘይሕጋዊ እዩ ብምባል ንዘይምውሃድ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ::
እቲ ውድብ ንኽልተ መዓልታት ዘካየዶ ህፁፅ ጉባኤ ሸሞንተ ነጥቢ ዝሓዘ መግለፂ ብምውፃእ ትማሊ ኣማስዩ ተዛዚሙ::
Your browser doesn’t support HTML5
ህውሓት ምስ ውድብ ብልጽግና ከምዘይሓብር ብወግዒ ኣፍሊጡ
ህውሓት ምስ ኢህወዴግ ዝነበሮ ዝምድና መሰረት ብምግባር ዝነብረ ናይ ሓባር ሃብቲ ናይ ምክፍፋል ኸይዲ ብሕጋዊ መሰረት ንምፍፃም ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ::
Your browser doesn’t support HTML5
ህውሓት ምስ ውድብ ብልጽግና ከምዘይሓብር ብወግዒ ኣፍሊጡ