ዜና ሃንቀውታ ንሰላም ጥቅምቲ 26, 2022 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ሃንቀውታ ንሰላም መቐለ — ዘተ ሰላም ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሪሕነት ክልል ትግራይን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየደሉ እዋን፡ ትጽቢትን ተስፋን ነበርቲ ከተማ መቐለ ካብዚ ዘተ ተወኪስና ኣሎና። እዚ ቃለ-መጠየቕ ቅድሚ’ቲ ዘተ ምጅማሩ ዝተመልአ’ዩ።