ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ደቡብ ሱዳን ንሰላም ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መስርሕ ሰላምን ምዕባለን እታ ሃገር ክዓዝዝ ይጽውዓ

Your browser doesn’t support HTML5

ዘተ ሰላም ደቡብ ሱዳን ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ሕብረት ደቂ ኣንስትዮ ደቡብ ሱዳን ንሰላም ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መስርሕ ሰላምን ምዕባለን እታ ሃገር ክዓዝዝ ይጽውዓ።