ኡጋንዳ ንኣስታት 500 ስደተኛታት ካብ እስራኤል ከምትቕበል ኣፍሊጣ

Your browser doesn’t support HTML5

ኡጋንዳ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽገ ኣስታት 500 ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ከምትቕበል ሎሚ ዓርቢ ኣፍሊጣ።