ባህላዊ ጸወታታት ንምዕቃብ
Your browser doesn’t support HTML5
ብኣቦ-መንበር ሃገራዊ ፈደሬሽን ያታዊ ጸወታታ ኤርትራ፡ ኣቶ ብርሃነ ተኸስተ ዝተጻሕፈት፡ “ ትንሳኤ ያታዊ ጸወታታት ሃገርና”፡ ትብል መጽሓፍ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ህዝቢ ተዘርጊሓ።
ደራሲ ነዛ መጽሓፍ ንምድላው ካብ ድርኺት ዝኾነ ቀንዲ ምኽንያት ነቲ እናተረስዐ ዝመጽእ ዘሎ ባህላዊ ጸወታታት ንምስናድ ምዃኑ ይሕብር።
Your browser doesn’t support HTML5