መቐለ —
ምስ ኲናት ክልል ትግራይ ተታሓሒዙ በዂሩ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ኢሚግረሽን ጨንፈር መቐለ ብውሱን መልክዑ ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ ኣሎ። ትሕተ-ቅርጹ ዓንዩን ሰራሕተኛታቱ ተበታቲኖምን ምጽናሖምን ዝግለጽ እቲ ጨንፈር፡ ሕጂ ንኣሽቱ ኣገልግሎታት ከም ምሕዳስ ፓስፖርትን ዝጠፍአ ምትካእን ጀሚሩ ኣሎ። እንተዀነ ሓድሽ ፓስፖርት ምሃብ ከም ዘይጀመረ’ዩ እቲ ቤት ጽሕፈት ይገልጽ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቤት ጽሕፈት ኢሚግረሽን ክልል ትግራይ ከፊላዊ ኣገልግሎት ጀሚሩ