ቤ/ም ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤ/ም ኢትዮጵያ ኣቋሪጽዎ ዝነበረ ርክብ ንምቕጻል ወሲኑ
Your browser doesn’t support HTML5
ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ምስ ላዕለዋይ ቤትምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣቋሪፅዎ ዝነበረ ርክቡ ዳግም ንምቕፃል ወሲኑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፤ ካብ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተፀሓፈሉ ናይ ይቕሬታን ርክብና ዳግም ንጀምር ደብዳበ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ።