መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተቐበሩን ተደርብዮም ብዝርከቡን ተተኰስቲ ዛጊት ህይወት ልዕሊ 143 ሰባት ምሕላፉ ጉጅለ ሰብኣዊ ምምካን ነቶጉት እቲ ክልል ሓቢሩ። ካብዚኣቶም ዝያዳ ተሃሰይቲ ቆልዑን ደቀንስትዮን’ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ክልል ትግራይ፤ ተፈንጀርቲ ህይወት ልዕሊ 143 ይወስዱ