መቐለ —
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ምስ ክልል ትግራይ ርክብ በቲኹ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ርክቡ ዳግም ጀሚሩ ኣሎ። ንዝመጽእ ምርጫ ፈላሚ ዳህሳስ ንምግባር ኣብ መቐለ ዝተረኸበ ጉጅለ እቲ ሃገራዊ ቦርድ፡ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ክልል ርክብ የካይድ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዳግም ስራሑ ጀሚሩ