መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 31 ወረዳታት እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ይዘንብ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ገሊፁ። ነቲ ክወርድ ዝኽእል ሓደጋ ምብኻን እቶት ንምድሓን ድማ ግዜያዊ ምምሕዳር ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ ምህላዉ ይሕብር። ነዚ ሽግር ዝተረድኡ መንእሰያት’ውን ንጽጉማት ንምሕጋዝ ተበግሶ ወሲዶም ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዘይስሩዕ ዝናብን ደርቂን ንእቶት ክልል ትግራይ ይጫረት