መቐለ —
ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት በዂሩ ዝጸንሐ ስርዓተ-ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክጅምር ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ሓቢሩ። ከም ሓበሬታ እቲ ቢሮ፡ ነቲ ዝጠፍአ ግዜ ትምህርቲ ንምትካእ፡ ኣብ ዓመት ንናይ ክልተ ዓመታት መጠን ትምህርቲ ክወሃብ ምዃኑ ተሓቢሩ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ትምህርቲ ክጅምር’ዩ