ዋሽንግተን —
ኣብ ሩዋንዳ ንሰሙናት ብዘይምቁራፅ ክሃርም ዝቐነየ ዝናብ ብዘስዓቦ ውሕጅንን ምህማም መሬትን 130 ሰባት ምሟቶምን ብዙሓት ካልኦት ድማ ብዘይመንበሪ ተሪፎም ኣለው።
ድሕሪ እቲ ተፈጥሮ ዘስዓቦ ዝኸፍአ ሓደጋ ዕንወት ምጉናፉ መንግስቲ ወፃእታቱ ይፅብፅብ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሩዋንዳ፤ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ዘስዓቦ ውሕጅን ምህማም መሬትን 130 ሰባት ሞይቶም