ፕረዚደንት ትራምፕ ብህቦብላ ማርያ ኣብ ዝዓነወት ደሴት ፖርቶሪኮ በጺሖም

Trump

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ብህቦብላዊ ዝናብ ማርያ ዝዓነወት ደሴት ፖርቶሪኮ ህይወት ሰባት ንምድሓን ሓያለ ገንዘብ ወጻኢ ከምዝተገብረ ገሊጾም።

እቶም ፕረዚደንት ምስ ቀዳመይቲ እመቤት መላንያ ትራምፕ ብምኳን ድሕሪ’ቲ ሓደጋ 13 መዓልታት እዮም ናብታ ደሴት በጺሖም።

በቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ 34 ሰባት ዝሞቱ ክኾኑ ኸለው ፕረዝደንት ትራምፕ ንጻዕርታት ህይወት ምድሓን ምዒዶም ።

ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ ፖርቶሪኮ ኣብ ዝበጽህሉ እዋን ምስ ከንቲባ ከተማ ሳን ዥዋን ካርመን ዩሊንን ምስ ኣመሓዳሪ ፖርቶሪኮ ሪካርዶ ሮስል ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረ. ትራምፕ ብህቦብላ ማርያ ዝዓነወት ደሴት ፖርቶሪኮ በጺሖም