ተንተንቲ ፖለቲካ ብዛዕባ ምምራጽ ዶ/ር አብይ አሕመድ እንታይ ይብሉ?

ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ኢህወዴግ ናይ ኦህዴድ አባል ዝነበሩ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ አቦ መንበር እቲ ግንባርን ቀዳማይ ሚንስትር ሃገር ክኾኑ መሪጹ'ሎ።


ዶ/ር አብይ ኣሕመድ ዝተመረጽሉ ከይዲ ግን ኣብ መንጎ ኣርባዕቲኦም አባል ውድባት ዘሎ አፈላላር ዘርኢ'ቲ ልሙድ አካይዳ ዝቅይር ዘሎን'ዩ ክብሉ ተንተንቲ ፖለቲካ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ተንተንቲ ፖለቲካ ብዛዕባ ምምራጽ ዶ/ር አብይ አሕመድ እንታይ ይብሉ?