ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ናብ ቐጠር ከይዶም

ፋይል- ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ መለስ ኣለም

ቀዳማይ ሚኒስቴር ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ናብ ቐጠር ከይዶም።

ዕላማ’ቲ ዑደት ርክብ ክልቲኣን ሃገራት ንምሕያል ዝዓለመ ምዃኑ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ መለስ ኣለም ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ቀዳማይ ሚኒስቴር ሃይለማርያም ደሳለኝ ናብ ቐጠር ዘምርሑ ሚንስተራትን ካልኦት ሰበ ስልጣን ዝርከብሉ ላዕለዎት ልኡኻት መንግስቲ ብምምራሕ’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚንስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ንናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ናብ ቐጠር ከይዶም