ኣብ ሃገራዊ መርመራ ክልል ትግራይ ኣተባባዒ ውጽኢት ምርካቡ ቢሮ ትምህርቲ'ቲ ክልል ይገልጽ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሃገራዊ መርመራ ክልል ትግራይ ኣተባባዒ ውጽኢት ምርካቡ ቢሮ ትምህርቲ'ቲ ክልል ይገልጽ

ኣብ ቀረባ ግዜ ወግዓዊ ኣብ ዝዀነ ሃገራዊ መልቀቒ መርመራ 12 ክፍሊ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈተኑ ተመሃሮ ኣስታት 67% ምሕላፎም ተሓቢሩ። እዚ ምስ ሃገራዊ ውጽኢት ክርአ እንከሎ ኣዝዩ ዓቢ’ዩ። ሎሚ ዓመት ዝለዓለ ነጥቢ ዘመዝገበ ተመሃራይ’ውን ካብቲ ክልል ምዃኑ ተሓቢሩ'ሎ። ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግን ኣብቲ ክልል ዝተመዝገበ ውጽኢት ብሃገር ደረጃ ንምውድዳሩ ከም ዘጸግም’ዩ ይሕብር።