ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኣውሮጳ ዘምርሑ ዝነበሩ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምጥሓሎም ስግኣት ኣሕዲሩ ምቕናዩ ይፍለጥ።
ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት ምስ ኣብ ሓደ መደብር ቴሌቭዥን ጣልያን ከም ኣዳላዊ ዝሰርሕ ኤሚልዮ ባርቡ ተዘራሪቡ'ሎ።
ብተወሳኺ ካብ ኣሶሴይትድ ፕሬስ ዝተረኽበ ምስክርነት'ቲ ኩነታት ብክልተ ኤርትራዊያን'ውን ኣብዚ ጸብጻብ ቀሪቡ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ልዕሊ 700 ዝኾኑ ስደተኛታት ኣውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ምትሓሎም ይግለጽ'ሎ - ጸብጻብ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘጋጠመ ‘ዝኸፍአ’ ዝተባህለ ሓደጋ ዝደሓኑ ክልተ ኤርትራዊያን ብዛዕባ’ቲ ኩነታት ከምዚ ይብሉ