“ኵርናዕ ኣመሪካ ኣብ መቐለ” ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ዳግማይ ተኸፊቱ
Your browser doesn’t support HTML5
እዚ ብምትሕብባር ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተሰርሐ ትካል ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጂ መናእሰይ ዝጥቀምሉ እዩ። ኣብቲ ሎሚ ረቡዕ 20 ነሓሰ 2023 ዝተዳለወስነ-ስርዓት ዳግማይ ምኽፋት'ቲ ማእከል፡ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ (USAID) ጨንፈር ኢትዮጵያ ሲን ጆንስ ተረኺቡ ነይሩ።