መቐለ —
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ፡ እሱራት ፈንጢሶም ንምምላጥ ኣብ ዝፈተኑሉ ምስ ሓለውቲ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ኣርባዕተ ካብቶም ንምምላጥ ዝፈተኑ ምሟቶም ሓላፍቲ እቲ ቤት ማእሰርቲ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ጠንቂ ናይቲ ዝተፈጥረ ምልዕዓል የጻርዮ ከም ዘሎ ዝሓበረ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ፡ ካብ ኣባላት ሓለዋ’ውን ምቝሳሎም ኣፍሊጡ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
መቐለ -ኣብ መንጎ እሱራት ሓለውቲን ብዝተፈጥረ ግጭት 4 ሞይቶም