ዋሽንግተን —
አብ ዝሓለፈ ዓርቢ አብ ዋና ከተማ ማሊ ቦማኮ ንዝተፈጸመን 21 ሰባት ዝተቀትልሉን መጥቃዕቲ ፈጸምቱ ኢና ዝበሉ ጉጅለታት ጂሃድ ስለዝበዝሑ መንነቶም ንምፍላጥ ህዝቢ ክሕግዝ ሰበ-ስልጣን ማሊ ሓቲቶም'ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5
ፈጸምቲ መጥቃዕቲ ማሊ ንዓለም-ለከ ምትእትታው የፈራርሑ