መቐለ —
ማሕበር ተራድኦን ልምዓትን ከራዲዮን ንጽጉማን ህጻናትን ኣደታትን ንምሕጋዝ ዝቖመ’ዩ። እዚ ብመንእሰያት መቐለ ዝተበገሰ ስራሕ፡ ከም ድልድል ኰይኑ ለገስቲን ጽጉማትን ንምትእስሳር ዕላማ ገይሩ’ዩ ነቒሉ። እዚ ማሕበር ትማሊ ሓሙስ 28 መስከረም 2023 ናይ ምትእኽኻብ መርሃ-ግብሪ ኣካይዱ ኔሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ተበግሶ ከራዲዮን -ብፀገም ድሕሪት ዝተርፍ ህፃን ከይህሉ