ኢጣልያ፡ መራሕቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝርከብሉ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተአንግድ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ተሓዳሲ ጸዓትን ጉዳይ ስደተኛታት ዘተኰረ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ሮማ ኢጣልያ ይቃናዕ ኣሎ። ኣብዚ ወከልቲን መራሕቲን 25 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተረኽቡሉ ናይ ክልተ መዓልታት ዋዕላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ይሳተፉ ኣለዉ።