መዋቲ ኤርትራዊ ነጋዳይ ሃብተማርያም ኣማኒኤል መንነቶም ብዘይተፈልጠ ኤኬይ 47 ጠበንጃ ዝዓጠቑ ሰባት ናብ መንበሪ’ቲ ኤርትራዊ ብምእታው ኣብ ድቃሱ ከሎ ከምዝተቐተልዎ ተፈሊጡ’ሎ።
ዋሽንግተን —
ኣብ እዋን እቲ መጥቓዕቲ ምስኡ ኣብቲ ቦታ ኔረ ዝበለ ተስፉ የማነ ሓጎስ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠመ ኩነታት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ እቶም መጥቓዕቲ ዝፈጸሙ ዕጡቓት ሰረቕቲ ክኾኑ ይክእሉ'ዮም ኢሉ።
ምስ ተስፉ የማነ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ-መጠይቕ ምስ ናይ ዓይኒ ምስክር ኣብ መቕተልቲ ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ደቡብ ሱዳን