ሳይንስን ቴክኖሎጂን፡ ቃለ-መጠይቕ ምስ መሃዝቲ መሳርሒ ጸጥታ ገዛ

ፋይል

ሓድሽ ሃብተን እስራኤል መንግስትአብን ክልቲኦም ተማሃሮ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ክፍሊ ኤሌትሪካልን ኤሌክትኖሪክስ ኢንጂነርግ ኣብ ኮሌጅ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኤርትራ እዮም። ኣብዚ ሕጂ እዋን መሳርሒ ጸጥታ ናይ ገዛ ኣብ ቀረብኦም ብዝርኸብ መሳርሒታት ምሂዞም። እዚ መሳርሒ ብተወሳኺ ደረጃ ሙቐትን ኣየርን ኣብቲ ገዛ ዘሎ ንምቁጽጻር ይሕግዝ።

ብዛዕባ’ዚ ምህዞ ብዝምልከት ዝተካየደ ቃለ-መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሳይንስን ቴክኖሎጂን፡ ቃለ-መጠይቕ ምስ መሃዝቲ መሳርሒ ጸጥታ ገዛ