ቪድዮ ፃንሒት ምስ ኣማዕባሊ ድሮን ንጉስ ፍፁም ሰነ 12, 2023 ኣለም ፍሰሃ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ብዙሕ ምርምራዊ ስራሓት ቴክኖሎጂ ዝነጥፍ መንእሰይ ንጉሰ ፍጹም ብፍላይ ኣብ ፈለማ ኣብ ምምካት ወራረ ኣንበጣ ኢሉ ዝጀመራ ስራሕ ሰብ-ኣልቦ ነፋሪት (ድሮን) ተዛዚማ ናብ ምብራር ክሳብ እትበጽሕ ብዙሕ መስርሓት ከም ዝሓለፈት ይገልጽ።