ኣብ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ፕሮጀክት ናይ ምርኽኻብ ስነ ስርዓት ተፈጺሙ
ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ናይ 98 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ፕሮጀክት ወግዓዊ ናይ ምርኽኻብ ስነስርዓት ትማሊ 15 ሕዳር 2017 ኣምባሳደር ቻይናን ፡ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ቀጽሪ'ቲ መመንጨዊ ተኻይዱ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ብቻይናዊ ኩባንያ ተሃኒጹ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተመረቐ ምንጪ ኤለክትሪክ ሕሪጊጎ ቀረብ ጸዓቱ ብ60 ሚእታዊ ክብ ከምዘበሎ ተገሊጹ