ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝሓቖፈ ምይይጥ ክትሰርሕ ቻንስለር ኣንጌላ መርኸል ጸዊዐን

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርኸል(ጸጋም) ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ(የማን)

ኢትዮጵያ ኩሉ ዝሓቖፈ ምይይጥን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ክህሉን ዝተፈላለዩ ድምፅታት ንኽስምዑ ንምግባር ክትሰርሕ ኣለዋ ክብላ ናይ ጀርመን መራሒት ቻንስለር ኣንጌላ መርኸል ተዛሪበን።

ኣብቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ብሓባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃብኦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሃገረን ንሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ስልጠና ምብታን ተቓውሞ ሰልፍታት ንምሃብ ድልውቲ እያ ኢለን ኣለዋ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ብወገኖም ኢትዮጵያ ንምርጫ ዝበዝሓ ድምጺ ንምምሕያሽ ድልውቲ እያ ኢሎም።

Your browser doesn’t support HTML5

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርኸል ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ መገሻ ፈጺመን

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝሓቖፈ ምይይጥን ክትሰርሕ ቻንስለር ኣንጌላ መርኸል ጸዊዐን