ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝርከቡ ሓያለ ዩኒቨርሲቲታት ህውከት ምልዓሉ ዝገለጹ ጸብጻባት ኣዝዩ ከምዘሻቀሎን ብፍላይ ድማ ብሄር ተኾር ምኳኖምን ምቅጻሉን ድማ ከምዝተሓሳሰቦ ወሃቢ ቃል ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እዚ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ኣብ ቀረባ ዝተፈጥረ ብዙሓት ዝተጎድእሉን ብዙሕ ንብረት ዝዓነወሉን ፍጻመ ዝሓውስ’ዩ ዝበለ መግለጺ ሕብረት ኣውሮጳ ንስድራ ግዳያት ጽንዓት ይሃብኩም ኢሉ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ሓያለ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ህውከት ከምዘሻቐሎ ገሊጹ