ምርጫ ኤጲስቆጶሳት ትግራይ ቀኖና ቤተክርስትያን ዝጠሓሰ'ዩ ክብል ጉባኤ ቤትፅሕፈት ቤት ክህነት ኢትዮጵያ ገሊፁ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መራሕቲ ሃይማኖት 10 ኤጲስቆጶሳት ንምሿም ዘካየድዎ ምርጫ ቀኖና ቤተክርስቲያን ዝጥሓሰ እዩ ብምባል ጉባኤ ቤትፅሕፈት ምምሕዳር መንበረ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ጉባኤ ንተወለድቲ እቲ ክልል መራሕቲ እቲ ሃይማኖት ሓድነትን ሰላምን እታ ቤተክርስቲያን ዘሐይል ኣስትምህሮ ክህቡ ድማ ፀዊዑ።