ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ዝተቋረጸ ረብሓ ተማሃሮ ንምሕላው እዩ ክብሉ ሚኒስተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጦም።ኣብታ ሃገር ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ዝተኸሰተ ደርቂ እውን መንግስቲ ክፃወሮ ከምዝኽኣለ ገሊፆም።
አዲስ አበባ —
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ይምለሱ ኣለው ኢሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
"አገልግሎት ኢንተርነት ዝተቋረጸ ንረብሓ ተማሃሮ'ዩ" ኮሚኒኬሽን ሚኒስተር
ሚኒስተር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ዶ/ር ነገሬ ሊነጮ ሎሚ አማስይኡ ንጋዜጠኛታት መራኸቢ ብዙሃን ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ዝተላዕሉ ጉዳያት ሓደ፡ ካብ ዝሓለፈ ሶሉስ ጀሚሩ ብዛዕባ ዝተቋረጸ አገልግሎት ኢንተርነት ክኸውን ኸሎ እዚ ዝተገብረሉ ንክልተ ሰለስተ መዓልታት’ዩ።
እዚ’ውን አብ ልዕሊ ማህበራዊ መራከቢ ብዙሃን ጥራይ ምንባሩን ሎሚ ግን ብኸፊል’ቲ አገልግሎት ከምዝጀመረ ገሊጾም፡ ምክንያት እዚ ከምዚ ዓይነት ውሳነ ንረብሓ ተማሃሮ ንምሕላውዩ’ውን ኢሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
“ኣገልግሎት ኢንተርነት ዝተቋረጸ ንረብሓ ተማሃሮ’ዩ” ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ