ዋሽንግተን —
ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ሆላንድ ክኻየድ ዝተሓስበ ዓለምለኸ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ተቓውሞ ከምዘጋጠሞ ይግለጽ ኣሎ።
ብዛዕባ'ቲ ተቓውሞን ዝነበረ ኩነታት ብዝምልከት ኣብ መራኸቢ ብዙሃን እታ ሃገር ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ሃብቶም ዩሃንስ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሆላንድ ክኻየድ ዝተሓስበ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ ተቓውሞ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ