ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ፤ ስደተኛታት'ዶ ወይስ ነበርቲ?
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ዓፋር ዝጸንሑን ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡን ብድምሩ 432 ኤርትራውያን ናብ ዓሰብ ከም ዝተሰጐጉ ካብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቐረባ ዝከታተሉ ዘለዉ ሓበሬታ እቶም ንውሕስነቶም ድምጾም ክቕረጽ ዘይመረጹ ናይ ቀረባ ሰብ-ጉዳይ እቶም ንዓሰብ ዝተሰጐጉ ኣብኡ ምእታዎም እኳ እንተ ኣረጋገጹ፡ ድሕሪኡ እንታይ ከም ዝሰዓበ ግን ሓበሬታ ከም ዘይብሎም ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።