ኣዲስ ኣበባ —
ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዴግ ምስ 21 ተቓወምቲ ፓርትታት ልዝብ ንምክያድ ኣብ ልዕሊ ዝሕግዙ ኣሰራርሓታት ንምውሳን ዘኽእል ስምምዕ ገይሩ።
ኢህወዴግ ሰነድ ስነ ምግባር ምስ ዘይፈረሙ ተቓወምቲ ፓርትታት ንምልዛብ ክውስን እዚ ንፈለማ ግዜ እዩ።
ኣብቲ ዘተ ቅድመ ልዝብ ዝተኻፈሉ ሓደ ሓደ ኣባላት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ፓርትታት እቲ ልዝብ ሎሚ ብዝተጀመረሉ ኣንፈት እንተኸይዱ ፍሉይ ክኸውን እዩ ኢሎም ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ ኢህወዴግን 21 ተቃወምቲ ፓርትታት ልዝብ ንምኽያድ ተሰማሚዖም