ኽትዕ ኤርትራዊያን አብ ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን (ቀዳማይ ክፋል)

UN

አብ ዝሓለፈ ሰሙን አብ ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ሰብዓዊ መሰላት ኤርትራ ቐሪቡ ኔይሩ።

ንዕኡ ብምድጋፍ አብ ከተማ ኒውዮርክ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ ኔይሩ። አብዚ ከተማ ዋሽንግተን አብ ናሽናል ኢንዶርመንት ፎር ዲሞክራሲ(National Endoment for Democracy) ብዛዕባ እቲ ጸብጻብ ምምይጥ ተጌይሩ ኔሩ።

ነዚ ጸብጻብ እታ መርማሪት ኮሚተ ብዝምልከት ክትዕ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ አራአእያ ዘለዎም ኤርትራዊያን አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኽትዕ ኤርትራዊያን አብ ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን (ቀዳማይ ክፋል)