ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ከተማ ሳን ፍራንሲስኮ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኾረ ኣኼባ ተኻይዱ ኔሩ።

እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንስስኮ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኣኼባ "ኤርትራ ኣብ 25 ዓመታት ነጻነት" ብዝብል ቴማ ኾይኑ ኣብ ኩነታት ሰብአዊ መሰላት፡ ስደትን ፡ መንገዲ ዲሞክራሲን ኣብ ዝብል ጉዳያት'ውን ተሳተፍቲ ተዘራሪቦም።

ነቲ አኼባ ካብ ዘዳለው ሓደ መንእሰይ ሜሮን ሰመዳር ብዛዕባ እቲ ኣኼባ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ