ድሕሪ ዓበይቲ ፕሮጀክትታን ልቓሕን ተበግሶ ቅናት መንገዲ ቻይና ዝልወጥ ዘሎ ይመስል
Your browser doesn’t support HTML5
ንኣስታት ዓሰርተ ዓመታት ክሰርሕ ዝጸንሐ ዓበይቲ ፕሮጀክትታን ተበግሶ ቅናት መንገዲ ቻይና ኣብ ምሕያል ንግዲዓብይ ኣበርክቶ እንተገብረ'ውን ኣብ ከባብያዊ ጉዳያትን ዝገድፎ ዝነበረ ልቓሕን ግን ስክፍታ ኔሩ፥ ይኹን ደኣ እምበር ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ስክፍታ ክፈጥር ዝጸንሓ ልቓሕን ከባብያዊ ስክፍታን ዝልወጥ ዘሎ ይመስል።