ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሓይሊ ጸጥታን ሎሚ ዓርቢ 12 ሚያዝያ 2024 ብዝተኻየደ ምልውዋጥ ተዅሲ፡ ክልተ ካብቶም ዕጡቓትን ሓደ ነባሪን ክቐትሉ እንከለዉ፡ ካብ ሓይሊ ፖሊስ ዝቖሰሉ’ውን ኣለዉ። ብዛዕባ’ዚ ኣብ ከባቢ ኣዳራሽ ሚልዮን ዝተፈጸመ ምልውዋጥ ተዅሲ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ምልውዋጥ ተኵሲ 3 ሰባት ሞይቶም