ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ጥሪ 2024 ጥሪ 16, 2024 Your browser doesn’t support HTML5 ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 16 ጥሪ 2024 ዕለታዊ ዜና ጸብጻብ ኣብ ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተራእየ መጠን ሙቐት ፕሮፈሰር ሚኪኤል ወልደማርያም ኣብ ጉዳይ ስምምዕ መዘክርን እዋናዊ ጉዳያትን ዝሃቦ መብርሂ የጠቓልል።