ቪድዮ ኣሸንዳ መቐለ ኣብ መንጎ ተመዛበልቲ ነሓሰ 21, 2023 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ኣቐዲሙ ብለበዳ ከቪድ፡ ድሒሩ ድማ ብሰንኪ ኲናት ተቓሪጹ ዝጸንሐ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ተመዛበልቲ ሎሚ ተኸቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ቐፃሊ ዓመት በዓል ኣሸንዳ ኣብ መረበተን ከኽብርኦ ዘለወን ተስፋ ገሊፀን።