ቪድዮ ምኽንያት ዝለዓለ ዋዒ ዓለም ብኣዒንቲ ሞያዊ ነሓሰ 07, 2023 ዊንታ ኪዳነ Your browser doesn’t support HTML5 ብዓለም ዝለዓለ ደረጃ ምቖት ምምዝርጋቡ ኣብ ዜናታትና ክንጠቕሶ ቀኒና ኢና። ጠንቂ እዚ ብሃንደበት ዝርአ ዘሎ ሰፊሕ ምቖትን ኣብ ቀረባ እዋን ክህሉዎ ዝኽእል መፍትሒን ንምብራህ ንፕሮፈሰር ታምራት ኣፍወርቂ ገዘሀኝ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።