ሜሮን እስቲፋኖስ ኣብ ካምፓላ--ሕጂ’ውን ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት

Your browser doesn’t support HTML5

ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ምጥባቕ ሰብኣዊ መሰላት፡ ብቐንዱ ድማ ጉዳያት ስደተኛታት ኣተኲራ ክትሰርሕ ዝጸንሐትን ኤርትራዊት-ስወደናዊት ሜሮን እስቲፋኖስ ናብ ካምፓላ ዩጋንዳ ብምግዓዛ ሓደ ትካል ከፊታ ኣላ። እዚ Bitcoin Innovation Hub (ማለት ማእከል ፈጠራዊ ዕዮ ቢትኮይን) ተሰይሙ ዘሎ ትካል፡ ንስደተኛታትን ሓጋዚ ንዘይብለን ኣደታትን ዓሊሙ ከም ዝሰርሕ ሜሮን ትገልጽ።