ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ ትሽዓተ ኦጲስ ቆጶሳት ሸይማ: ሃገረ ስብከት ክልል ትግራይ ድማ 10 ጳጳሳት ትማሊ ሰንበት 9 ሓምለ 2015 ሸይማ
Your browser doesn’t support HTML5
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ ትሽዓተ ኦጲስ ቆጶሳት ሸይማ: ሃገረ ስብከት ክልል ትግራይ ድማ 10 ጳጳሳት ትማሊ ሰንበት 9 ሓምለ 2015 ሸይማ።
ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ነቶም ኣብ ትሸዓተ ሃገረ-ስብከት ዝምደቡ ትሽዓተ ጳጳሳት ኣብ ዝሸሙሉ እዋን፡ “ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ዘመድ ኣዝማድ፡ ብሄርን ወገንን፡ ቤተሰብን ሃብትን ገዲፎም ኣገልግሎቶም ብዘይ ኣድልዎ ክፍጽሙ" ተላብዮም።