ክልል ትግራይ፤ ተፈንጀርቲ ህይወት ልዕሊ 143 ይወስዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተቐበሩን ተደርብዮም ብዝርከቡን ተተኰስቲ ዛጊት ህይወት ልዕሊ 143 ሰባት ምሕላፉ ጉጅለ ሰብኣዊ ምምካን ነቶጉት እቲ ክልል ሓቢሩ። ካብዚኣቶም ዝያዳ ተሃሰይቲ ቆልዑን ደቀንስትዮን’ዮም። ወኪልና ሙሉጌታ ኣፅብሃ፡ ምስ ወቕቲ ዘራእቲ ክግበር ዝግበኦ መጠንቀቕታትን ዘሎ ምዕባለታትን ኣጣሚሩ ዝለኣኾ ጸብጻብ'ዩ።